ምስክርነታት

ዝድነቕ ፍቕሪ ናይ መቲዓ አል ፉዲ ምሥክርነት

 አነ ቀደም ወሃቢ ሞስሊም ዝነበርኩ ሰብ እየ፡፡ ተወሊደ ዝዓበኹሉ ድማ ኣብ ስዑድያ ኣብ ዝነብር ሙስሊም ቤተሰብ ውሽጢ ነበረ፡፡ ንኃይማኖተይ ዝሓደርኩን ነንሕድእሕድኡ ናይ ምስልምና አስተምህሮ ድማ ብኹሉ መዳይ ናይ ሕይወተይ ክፉል ንምግባር ዝፅዕር ፅኑዕ ሞስሊም ነበርኩ፡፡ (ናይ ቀፃላይ ሙሉእ ፅሑፍ ብአምሓርኛ ዝተዳለው ስለዘሎ ከንብቡ ይኽእሉ እዮም   …)