መጻሕፍቲ

አይ ኤስ ግን ብሓቂ እስላማዊ ድዩ ?

እዚ መጽሓፍ’ዚ ንገዛ ርዕሱ Islamic state ኢሉ ንዝፅውዕ ናይ ሽበራ ቡድን መሰረቱ እስላማዊ ሞዃኑ ብመረድኢ የረጋግፅ፡፡ ናይ መፍትሒ ሓሳባት’ውን ይህብር፡፡ ብቀይሕ ሕብሪ ዝተፅሓፈ ናይዚ መጽኻፍ’ዚ ርዕሲ ብምንካእ ናይ PDF ኮፒ የውርዱ፡፡