መጽሓፍ ቅዱስ ዎ፡ እግዚአብሔር ቃልካ ንዘለዓለም ካብ ሰማይ ጸኒዑ አሎ፡፡ ሓቅኻ ካብ ወለዶ ንወለዶ እዩ፡፡ ንምድሪ አፅንኒኻያ ንሳውን ትነብር ኣላ፡፡ ብዘሎ ኹሉ ንዓኻ የገልግል እዩ እሞ ክሳዕ ሎሚ ኸም ሕግጋትካ ይሙ አሎ፡፡ ሕግኻ ደስታይ እንተዘይነብርሲ ዛጊድ ብመከራይ ምጠፋእኹ ነይረ፡፡ ብእኡ ህያው ጌርካኒ ኢኻ እሞ ንትእዛዛትካ ከቶ አይርስዖን እየ፡፡ (መዝሙር 119÷89-93) መጽሓፍ ቅዱስ ተኣማኒ ቃል እግዚአብሔር ድዩ? (ብመረድኢ ዝተደገፈ መልሲ )